Tigrigna
Français
Anglais
Allemand
Italien
Espagnol
Dari
Russe
Arabe
Pachto
Tamoul
Tigrigna
Kurde
Ukrainien
Saltar para o conteúdo
Test de positionnement – Genève
Admin
Connexion formateur
Inscription formateur
እቲ ፈተና ሕጂ እዩ ዝጅምር፤ ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክትምልስ ከድልየካ እዩ፤
እንታይ ዓይነት ቴለፎን ኣለካ ?
*
Android
Apple
ሞባይለይ ንምድዋል እጥቀም ፤
*
ፍፁም
ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ ግዜ
መዓልታዊ
ሞባይለይ መልእኽቲ ንምልኣኽ (SMS, Whatsapp, Messenger, ወዘተ) :
*
ፍፁም
ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ ግዜ
መዓልታዊ
ኢመይላተይ ንምንባብ ሞባይለይ እጥቀም ፤
*
ፍፁም
ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ ግዜ
መዓልታዊ
ኢመይል ንምልኣኽ ሞባይለይ እጥቀም ፤
*
ፍፁም
ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ ግዜ
መዓልታዊ
ሞባይለይ ተጠቒመ ናይ ኢንተርነት መጽናዕቲ እገብር ፤
*
ፍፁም
ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ ግዜ
መዓልታዊ
ሞባይለይ ንኻልኦት ኣፕሊኬሽናት (TPG, Google Maps, games, YouTube, Netflix, ወዘተ) ንምጥቃም እጥቀመሉ እየ ፦
*
ፍፁም
ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ ግዜ
መዓልታዊ
ካብ ስልከይ ከመይ ጌረ ኣፕስ ከም ዝጭብጥ/ከውጽእ ወይ ድማ ሴቲንግ ከም ዝቕይር እፈልጥ እየ
*
ኩሉ ባዕለይ ክገብሮ እኽእል እየ
ሓገዝ የድልየኒ ኣሎ
ከመይ ጌረ ከም ዝገብሮ ኣይፈልጥን እየ
ብዛዕባ ኮምፒዩተራት ፤
*
ኣብ ገዛ ኮምፒዩተር የብለይን
ኮምፒተር ኣለኒ ግን ኣይጥቀመሉን እየ
ኮምፒተር የብለይን ግን ከመይ ጌረ ከም ዝጥቀመሉ እፈልጥ እየ
ኮምፒተር ኣለኒ ብኢንተርነት ምርምር ንምግባር ወይ ቪድዮ ንምዕዛብ እየ ዝጥቀመላ
ኮምፒተር ኣለኒ ኢመይለይ ንምፍታሽ፡ ደብዳቤታት ንምጽሓፍ፡ ናይ ኢንተርነት መጽናዕቲ ንምግባር ወይ ቪድዮ ንምዕዛብ እጥቀመሉ
ኢመይል ንምንባብ ወይ ንምጽሓፍ ኮምፒተር ክጥቀም ከለኹ ፤
ኩሉ ባዕለይ ክገብሮ እኽእል እየ
ሓገዝ የድልየኒ ኣሎ (ካብ ኣባል ስድራቤት ወይ ዓርከይ)
ደብዳበ ንምንባብ ወይ ንምጽሓፍ ኮምፒተር ፈጺመ ኣይጥቀምን እየ
ደብዳቤ ንምጽሓፍ ኮምፒተር ክጥቀም ከለኹ ፤
ኩሉ ባዕለይ ክገብሮ እኽእል እየ
ሓገዝ የድልየኒ ኣሎ (ካብ ኣባል ስድራቤት ወይ ዓርከይ)
ደብዳበ ንምንባብ ወይ ንምጽሓፍ ኮምፒተር ፈጺመ ኣይጥቀምን እየ
ናብ ኢንተርነት ንምእታው ኮምፒተር ክጥቀም ከለኹ ፤
ኩሉ ባዕለይ ክገብሮ እኽእል እየ
ሓገዝ የድልየኒ ኣሎ (ካብ ኣባል ስድራቤት ወይ ዓርከይ)
ደብዳበ ንምንባብ ወይ ንምጽሓፍ ኮምፒተር ፈጺመ ኣይጥቀምን እየ
ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (AI) ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም እፈልጥ እየ ፤
*
እወ
አይኮንን
ደብዳቤታትን ኢመይላትን ንኽጽሕፍ ዝሕግዘኒ AI እጥቀም
እወ
አይኮንን
ቋንቋ ፈረንሳይ ንምምሕያሽ AI እየ ዝጥቀም
እወ
አይኮንን
ስራሕ ንምርካብ ንኽሕግዘኒ AI እየ ዝጥቀም
እወ
አይኮንን
ስደድ