

እዚ ገምጋም እዚ ህሉው ደረጃ ዲጂታላዊ ክእለትካ (ኮምፒተር፡ ኢንተርነት፡ ኢመይል ወዘተ) ንምርዳእ ይሕግዘካ።
ፈተና ዘይኮነስ ብዝያዳ ክንላለየኩም ዝሕግዘና መሳርሒ እዩ።
👉 ቀለልቲ ሕቶታት ክትምልስ ኢኻ።
👉 ኣብ መወዳእታ ውጽኢትካ ክትዕዘብ ኢኻ።
👉 እዚ ድማ ምስ ደረጃኹም ዝተመጣጠነ ስልጠና ክንህበኩም ይሕግዘና።
🕓 ንውሓት ግዜ: ኣስታት 20 ደቓይቕ
💡 ሓገዝ እንተድኣ ኣድልዩካ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።












